ትዕዝብተይን ሕክምናዊ ምኽረይን ኣብ ታሪኻዊ ዓወት ቢንያም ግርማይ

Описание к видео ትዕዝብተይን ሕክምናዊ ምኽረይን ኣብ ታሪኻዊ ዓወት ቢንያም ግርማይ

ብምክንያት ታሪኻዊ ዓወት #ኣፍሪቃዊ_ኮኾብ #ቀዳማይ_ጸሊም_ተቐዳዳማይ ኣብ መድረኽ #Giro_d'italia ዝተዓወተ #ቢንያም_ግርማይ (#biniam_girmay) ኣብ ዓስራይ #መድረኽ_ጂሮ_ዲ_ኢጣልያ ብምዕዋቱ ዝተሰመዓኒ ሓጎስ ድሕሪ ምግላጽ ነቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ደቓይቕ ዝነበረ #ቮላታ ብስነፍልጠታዊ መገዲ ትዕዝብተይ ኣቕሪበዮ ኣለኹ። ኣብ መወዳእታ 2 ሕክምናዊ ምኽሪ ተዛሪበ ኣለኹ። እዛ መደብ ንዓወት #Biniam_girmay ከተስተማቕርዎ ትሕግዝ ኢለ ተስፋ ይገብር።

#ዮሃና "ኣቀባብላ ቢንያም ግርማይ" #Veni_Vidi #Eritrea_sport #Eritrean_dehay_sport #Eritrea_cycling #Giro
#world_bicycle_day
#Congra_bini #Congratulations_Bini #Rob_Hatch

00:00 ዮሃና መልእኽቲ
01:40 ትርጉም Veni Vidi Vici
02:24 ትዕዝብተይ ኣብ ቮላታ
06:53 ቢንያም ኣብ መንኩብ ንጉዓት
09:00 ሕክምናዊ ምኽረይ

Комментарии

Информация по комментариям в разработке