2ይ ክፋል ጠንቂ ዕንወት ቅዱስን ቅኑዕን ስድራቤት.

Описание к видео 2ይ ክፋል ጠንቂ ዕንወት ቅዱስን ቅኑዕን ስድራቤት.

2ይ ጠንቂ ምፍራስ ሓዳር 07.06.2016
1ቆሮ 7፡2። ግናኽ ካብ ምንዝርና ምእንቲ ክትርሕቕ፡ ነፍሲ ወከፍ ሰብኣይ ናይ ገዛእ ርእሱ ሰበይቲ ትሃልዎ።
ነፍሲ ወከፍ ሰበይቲውን ናይ ገዛእ ርእሳ ሰብኣይ ይሃልዋ።

1. ስለዚ ከም ፍቓድ አምላኽ ብተክሊል ብቅዱስ ቁርባን ዝተመዓኹም እንተ ኾይንኩም ክሳብ ዕለተ ዕረፍቲ ምቕጻል።
2. ከም ሕጊ እንዳባ ጥራይ ተመርዒኻ/ኺ እንተኾይንካ/ኪ።ወይ ድማ ከምዚ ናይ ዘመና አምላኽ ዘይባረኾን ። ብዘይ ውዕልን ዋሕስን ብግብረ ስጋን ብሓንሳብ ምንባር እንተ ድኣ ጀሚርኩም ኮይንኩም ፡ ሓንቲ ዕድል ጥራይ ኣላ ናብ አምላኽ እንምለሰላ ንሳ ድማ ብንስሓ ተሓጺብኩም ብቅዱስ ቁርባን ተሓቲምኩም ክሳብ ዕለተ ዕረፍትፍትኹም ጽንዑ።
3. 3ይ ጠንቂ ምፍራስ ሓዳር ይቕጽል ።

Комментарии

Информация по комментариям в разработке