Lexin Tigrinja

Описание к видео Lexin Tigrinja

ሌክሲን፡ ብዙሕልሳናዊ ዝኾነ ዲጂታላዊ መዝገበ ቃላት እዩ ሌክሲን፡ ብቡክሞል፣ ኒኖሽክን ብኻልኦት 18 ቋንቋታትን ይርከብ። ናይ ሌክሲን መዝገበ ቃላት፡ ብፍላይ፡ ነቶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ደረጃ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃን ኣብ ንዓበይቲ ኣስተምህሮ ዝወሃበሉ ቤት ትምህርቲ ንዝመሃሩ ካልእ ቋንቋ ዘለዎም ተመሃሮ ተሓሲቡ ዝተዳለወ እዩ።

https://lexin.oslomet.no/
https://nafo.oslomet.no/
https://www.fug.no/

Комментарии

Информация по комментариям в разработке