Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Описание к видео Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2

OFFICIAL Albums :
Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m



An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS
   / habeshaplus  


#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic


Lyrics

መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ
ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ
ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ
ሕፈሪ እስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ
ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ

እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ
እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ
እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ
እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ
እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽብቕቲ
እሞኸ ክስእን ዶ ትግምቲ

ኣቲ ማዓረይ ተሓቚፍኪ ሓጊኺ
ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ
ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ
ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ

መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲሉኪ ውሕልና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና
ግና’ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ የዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ
ልቕልቕቲ መቓብር

መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ
ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ
ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ
ሕፈሪ’ስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ
ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ

እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ
እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ
እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ
እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ
እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽቭቕቲ
እሞኸ ክስእን’ዶ ትግምቲ

ኣቲ ማዓረይ ታሓቚፍኪ ሓጊኺ
ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ
ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ
ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ

መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲልኪ ውሕልና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና
ግና ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊ ኣ ጽብቕቲ
ኣብ ውሽጣ ይዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ
ልቕልቕቲ መቓብር

ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ
ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ
ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ
ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ

ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ
ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ

ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ

ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ
ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ
ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ
ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ

ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ
ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ

ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ

ኖኖ
ኖኖ
እምቢ እምቢ
እምቢ እምቢ

ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ

Комментарии

Информация по комментариям в разработке