ዓለም ብዛዕባ ቢንያም ግርማይ እንታይ’ያ ትብል ዘላ !

Описание к видео ዓለም ብዛዕባ ቢንያም ግርማይ እንታይ’ያ ትብል ዘላ !

ቢንያም ግርማይ ንኤርትራን ንኣፍሪቃን ዓቢ ሓበን ኮይኑ ዘሎ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ፡
ኤርትራዊ ቢኒያም ግርማይ እቲ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ዕዉት ቱር ዲ ፍራንስ ኢዩ። እዚ ሓድሽ ናይ ኣፍሪቃ ጅግና ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ንኩሉ ማዕከናት ዜና ዓለም ቢሒትዋ ኣሎ። "ናይ ቢኒያም ፍናን ዘስንቕ ዓወት ንሃገሩን ንኣህጉርናን ናይ ብሓቂ ታሪኻዊ’ዩ፣ እንቋዕ ሓጎሰና! "ይብል ፌታ ዳይሊ ከማኡ ውን "ቢኒያም ግርማይ ስምዒት ስፖርት ኮይኑ ኢዩ" ይብል BBC ጋዜጠኛ።

#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
00:42 ትሕዝቶ ካብ ዜና


Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

Комментарии

Информация по комментариям в разработке